“መናእሰይ ንህንፀት ሰላምን ሓለዋ ከባቢን” ብዝብል መሪሕ ቃል መናእሰይ ኣፍሪካ ዝሳተፍሉ ሴሚናር ሰላም ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “መናእሰይ ንህንፀት ሰላምን ሓለዋ ከባቢን” ብዝብል መሪሕ ቃል መናእሰይ ኣፍሪካ ዝሳተፍሉ ሴሚናር ሰላም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ምስ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ብሓባር ብምኻን ዘሰናድእዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
“መናእሰይ ንህንፀት ሰላምን ሓለዋ ከባቢን” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መድረኽ፥ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኡ መናእሰይ ምስታፎም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።