Fana: At a Speed of Life!

“መቻል ን ኢትዮጵያ” ውድድር ጉያ 10 ኪሎ ሜትሮ ጎደና ፅባሕ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”መቻል ን ኢትዮጵያ” ውድድር ጉያ 10 ኪሎ ሜትሮ ጎደና ፅባሕ ክካየድ ኢዩ።
እቲ ጉያ መበል 80 ዓመት በዓል ምስረታ ጋንታ ስፖርት መቻል ምኽኒያት ብምግባር ኢዩ ክካየድ።
መበገሲን መብሕን መስቀል ኣደባባይ ኣብ ዝገብር እቲ ውድድር ብዙሓት ከምዝሳተፉ ተገሊፁ።
ብመሰረት እዚ ኣትሌታት፣ ናይ መቻል ደገፍቲን ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብን ከምዝሳተፉ ጉጅለ ኦን ላይን ሚዲያ ሰራዊት ምክልኻል ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣፍሊጡ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.