Fana: At a Speed of Life!

መበል 87 መዓልቲ ዝኽሪ ሰማእታት 12 ለካቲት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 87 መዓልቲ ዝኽሪ ሰማእታት 12 ለካቲት ኣብ ሓውልቲ ሰማእታት ስድስት ኪሎ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ።

ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤን ካልኦት ኣጋይሽን ኣብ ሓውልቲ ሰማእታት ስድስት ኪሎ ሕቑፊ ዕንበባ ኣንቢሮም።

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ “ ኢትዮጵያ ሐዚ ዘለቶ ብርኪ ንክትበፅሕ ኣቦታትናን ኣዴታትናን ክቡር መስዋእቲ ከፊሎም ኢዮም” ኢለን።

መዓልቲ ዝኽሪ ሰማእታት 12 ለካቲት 1929 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብፋሽሽቲ ጣሊያን ብግፍዒ ዝተጨፍጨፉ ሰማእታት ንምዝካር፣ ኣብ ከባቢ ስድስት ኪሎ ኣብ ዝርከብ ሓውልቲ ሰማእታት ሑቕፊ ዕንበባ ብምንባር በቢዓመቱ ይኽበር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.