Fana: At a Speed of Life!

መበል 77 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ለውጢ ክሌማ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዝዝቲ መበል 77 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኒው ዎርክ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ ጉባኤ፥ “ወሳኒ እዋን ንመፍትሒታት ዝተወሳሰቡ ፀገማት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝካየድ ዘሎ።

ምስ ጉባኤ ጎኒ ንጎኒ፥ ትምህርቲ፣ ኣፈፃፅማ ሸቶታት ዘላቒ ልምዓትን መሰል ዝተደፍኡ ማሕበረሰብን ዝጠመተ ኣኼባታት ከምዝገብር ተገሊፁ።

እቲ ጉባኤ ብቨርቺዋልን ገፅ ንገፅን ዝካየድ እንትኸወን፥ ለበዳ ኮቪድ 19 ካብ ዘጋጥም ጀሚሩ ብኣካል እንትካየድ ፈላማይ ኢዩ ተባሂሉ።

ክሳብ 17 መስከረም 2015 ዓ.ም ከመዝካየድ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.