Fana: At a Speed of Life!

መበል 41 መንፈሳዊ ሰበካ ጉባኤ መንበረ ፓትርያርክ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 41 ስሩዕ ሓፈሻዊ መንፈሳዊ ሰበካ ጉባኤ መንበረ ፓትርያርክ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ ጉባኤ ፓትሪያሪክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ ቀዳማዊ፣ሊቃነ ፓፓሳት፣ ኣካየድቲ ስራሕ ኣህጉረ ስብከት ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን፣ ኣመሓደርቲ ገዳማትን ኣድባራትን፣ መናእሰይ ሰንበት ትምህርቲ ቤት ተረኺቦም።

እቲ ጉባኤ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንተኸታተልቲ ሽዱሽተ መዓልታት ዝፀንሕ ኢዩ።

ብማህሌት ተኽለብርሃን

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.