Fana: At a Speed of Life!

መበል 31 ከተማ ሓቆፍ ጉባኤ ትምህርቲ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ትንህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መበል 31 ከተማ ሓቆፍ ጉባኤ ትምህርቲ ምክያድ ጀሚሩ፡፡

ንክልተ መዓልቲ ዝፅንሕ እቲ ጉባኤ÷ “ዕዙዝ ትግሃት ንፅርየት ትምህርቲን ምዕባለ ሃገርን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ይርከብ፡፡

ኣብቲ ጉባኤ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2016 ኣብ ዓውዲ ትምህርት ዝተመዝገቡ ውፅኢታት ብምግምጋም ከምኡ እውን ዝለዓለ ኣፈፃፅማ ንዘለዎም ትካላት፣ ሰብ ሞያን ተምሃሮን ኣፍልጦን ሽልማትን ከምዝወሃብ ሓበሬታ የመላኽት፡፡

ከምኡ እውን ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2017 ዝትግበሩ ስራሕቲ ልዝብ ከምዝግበር ተገሊፁ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.