Fana: At a Speed of Life!

መበል 19 ውድድር ባህላዊ ስፖርት ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት 1፣2014 (ኤፍ ቢሲ)መበል 19 ውድድር ባህላዊ ስፖርት ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ክካየድ ኢዩ ክብል ፌዴሬሽን ባህላዊ ስፖርት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

እቲ ውድድር ካብ 6 ክሳብ 13 ለካቲት 2014 ዓ.ም ብ10 ዓይነታት ልዕሊ 900 ስፖርተኛታት ከምዝሳተፍሉ ተሓቢሩ።

ኣብቲ ውድድር ብዘይካ ትግራይ ኩለን ክልላት ክሳተፋ ኢየን ተባሂሉ።

ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፌዴሬሽን ባህላዊ ስፖርት ኢትዮጵያ ኣይተ በላይነህ ኃይሌ፥ እቲ ውድድር ብዕውት መገዲ ንምክያድ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ከምዝተገበረ ኣፍሊጦም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.