Fana: At a Speed of Life!

መበል 19 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር 29፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ መበል 19 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ከምዘተኣናግድ ዕላዊ ኮይኑ።

መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ኣብ ክልል ሶማሌ ተኸቢሩ።

እቲ በዓል “ብዙህነትናን ማዕርነትናን ንሃገራዊ ሓድነት” ብዘብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ተኸቢሩ።

ብመላኩ ገድፍ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.