Fana: At a Speed of Life!

መበል 11 ስነ-ስርዓት ሽልማት ናይዚ ዓመት `በጎ ሰው` ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ ጳጉሜን 5 ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 11 ስነ-ስርዓት ሽልማት ናይዚ ዓመት `በጎ ሰው` ተኻይዱ።

ኣብቲ ስነ-ስርዓት ሽልማት÷ ንኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም ቅንዕ ንኽትብል ንዝገበሩን ዝተፈላለዩ ሰናይ ስራሕቲ ንዝወገኑ ሰባት ኣፍልጦ ተዋሂቡ።

ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓመታት ብዝተገበሩ ስነ-ስርዓታት ኣፍልጦ÷ 225 ዜጋታት ብዝተፈላዩ ዘፈራት ከምዝተሸለሙ ተገሊፁ፡፡

ብፈቲያ ኣብደላ

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.