Fana: At a Speed of Life!

መበል ዓስራይ ጥቆማ ሕፁያት ህያብ እወንታዊ ሰብ ፅባሕ ዓርቢ ከምዝጅመር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት 3፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ዓስራይ ጥቆማ ሕፁያት ህያብ እወንታዊ ሰብ ፅባሕ ዓርቢ ከምዝጅመር ትካል ገባሪ ሰናይ ሽልማት እወንታዊ ሰብ ኣፍሊጡ።

ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓመታት እውን ንኢትጵያ እወንታ ዝሓሰቡን ዝገበሩን ኢትዮጵያውያን ብብርኪ ሃገር ኣፍልጦ እናተውሃበ ከምዝነበረ ተሓቢሩ።

ኣርቲስት ሰርፀ ፍሬስብሃት፥ እቲ ጥቆማ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክሳብ 3 መጋቢት 2014 ዓ.ም ኣብ ዘለዉ ተኸታተልቲ መዓልታት ንሓደ ወርሒ ከምዝፀንሕ ገሊፆም።

እቲ ህያብ ኣፍልጦ ብ10 ዓውዲታት ዝወሃብ እንትኸውን፥ ብመምህርነት፣ ሳይንስ፣ ኪነጥበብ፣ ፊልሚ ዳይሬክቲንግ፣ ገባሪ ሰናይ፣ ቢዝነስን ፈጠራ ስራሕን፣ ሓለዋ ቅርሲን ባህላዊ መፅናዕቲን፣ ማህበራዊ መፅናዕቲ፣ ሚዲያን ጋዜጠኝነትን፣ መንግስታዊ ትካላትን ንምዕባለ ኢትዮጵያ ኣስተዋፅኦ ዘበርከቱ ኢትዮጵያውያን ይርከብዎም ኢሎም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.