Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮነን መበል ሳልሳይ ወርሒ ብሄራዊ ድሕንነት ሳይበር ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን መበል ሳልሳይ ወርሒ ብሄራዊ ድሕንነት ሳይበር ኣጀሚሮም።
 
እቲ ኩነት ብዝምልከት ዝተሰናደአ ዓውደ ርእይ አውን መሪቖም ከፊቶም።
እቲ ዓውደ ርእይ፥ “ዝተዋደደ ድሕንነት ሳይበር ንሃገር ሉእላውነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝካየድ ዘሎ።

እቲ ኩነት ካብ ሎሚ ጀሚሩ ክሳብ 30 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም ከምዝፀንሕ ድማ ተሓቢሩ።

ንቕሓተ ሕቲና ህዝብን ትካላትን ብምጉልባት ንባዕልቶም ካብ መጥቃዕቲ ሳይበር ምክልኻል ኣብ ዘኽእሉ መርሃ ገብሪታት ከምዝካየድ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.