Fana: At a Speed of Life!

መበል ሳልሳይ ለበዳ ኮቪድ 19 ኣብ ኢትዮጵያ ምግጣሙ ዘርእይ ምልክት ምርኣዩ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሳልሳይ ለበዳ ኮቪድ 19 ኣብ ኢትዮጵያ ምግጣሙ ዘርእይ ምልክት ምርኣዩ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ልያ ታደሰ  ኣፍሊጠን።

ኣብ ኢትዮጵያ ለበዳ ኮቪድ 19 ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ጥራሕ 5 ሺሕን 547 ሰባት ከምዝተለኸፉ ገሊፀን።

ኣብ ሓደ መዓልቲ ለዕሊ 1 ሺሕ ሰባት ከምዝተለኸፉ በምግላጽ፦ መጠን እቲ ለበዳ ቅድመ ሐዚ ካብ ዝነበሮ ኣዝዩ ከምዝወ3ሰኸ ሓቢረን።

ኮቪድ 19 ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘለዎም ሰባት ቁፅሮም ኣዝዩ ምውሳኹ ዘርእይ መበል ሳልሳይ ኮቪድ 19 ኣብ ኢትዮጵያ ምግጣሙ ከምዝኾነ ዝተገለፀ እንትኸውን፥ እቲ ማሕበረሰብ ቅድመ ሐዚ ዝገብሮ ጥንቃቐ ክቕፅል ኣለዎ ኢለን።

ብቅድስት ተስፋዬ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.