Fana: At a Speed of Life!

መበል ራብዓይ ዙር ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ኣመራርሓ መንግስቲ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ማእኸላት እንትወሃብ ዝነበረ መበል ራብዓይ ዙር ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ኣመራርሓ መንግስቲ ተዛዚሙ።

እቲ ስልጠና “ከዕዳ ወደ ምንዳ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ሃገር ይወሃብ ከምዝነበረ ተገሊፁ።

ጎድኒ ንጎድኒ እቲ ስልጠና ኣመራርሓታት ኣብ ዝተመደቡሉ ማእኸል ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ምጉብናዮም ይዝከር።

እቲ ሰልጠና ህብረ ብሄራዊ ሓድነት፣ ሕውነትን ዘጠናኽር ከምዘኾነ ሰልጠንቲ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.