Fana: At a Speed of Life!

መበል ሓምሻይ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ፖለቲካ ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሓምሻይ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ፖለቲካ ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን ተሳሊጡ።

እቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ መድረኽ፥ ከልቲኣዊ ርክብን ምትሕብባርን ብዓደሽቲን ዝተሓረዩን ዓውዲታት ንምምዕባል ዘኽእለ ኢዩ ተባሂሉ።

ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ÷ ብንግዲ፣ ልምዓት መትሕብባርን ሰብኣዊ ደገፍን ሲዊዘርላንድ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ሽርክና ንኢዶም።

ኣብ ሰሜናዊ ክፋል እዛ ሃገር ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት እውን መብርሂ ሂቦም።

ህወሓት ጦረኛ ሓይሊ ኮይኑ ንክቕፅል ክፍቀድ ከምዘይብሉ ብምሕባር፥ ኣብ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ሓገዝ ምስራሕ ከምዝግባእ ተዛሪቦም።

ከምኡውን ከይዲ ሰላም ሕብረት ኣፍሪካ ብሙሉእ ልቢ ክድገፍ ከምዝግባእ ገሊፆም።

ምክትል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ስዊዘርላንድ ሲሪ ዋልት ብግደአን፥ ስዊዘርላንድ  ምስ ኢትዮጵያ ንዘለዋ ርክብ ፍሉይ ቦታ ከምእትህቦ ኣገንዚበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.