Fana: At a Speed of Life!

መቐለ ኲሓ ከባቢ ዝርከብ ትካል መሰልጠኒ ፍሉይ ሓይሊ ብሓይሊ ኣየር ተወቒዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቐለ ኲሓ ከባቢ ዝርከብ ትካል መሰልጠኒ ፍሉይ ሓይሊ ሎሚ መዓልቲ ብሓይሊ ኣየር ተወቒዑ።

እቲ ትካል ኣብዚ ሕዚ እዋን ብዙሓት ዕጡቓት እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ እናሰልጠኑሉ ዝርከብ ትካል ከምዝኾነ ካብ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.