Fana: At a Speed of Life!

መቀነባበሪ ፍሪያታት ሕርሻ ሩሲያ ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ብምእታው ከፍሪ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መቀነባበሪ ፍሪያታት ሕርሻ ሩሲያ ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ብምእታው ከፍሪ ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብቶም ፓርክታት ኢንቨስት ንምግባር ዝወሰነ እቲ ኩባኒያ ኣግሮ ግሩፕ ኢንቨስት፥ ለዕሊ 10 ቢሊየን ሩፕል ካፒታል ኢንቨስትመንት ከምዘመዝገበ ተገሊፁ።

ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ ብዳይሬክተር ኩባኒያ ኣግሮ ግሩፕ ኢንቨስት ካትኮቭ ዴኒስ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዘቲዮም።

ኣይተ ኣክሊሉ ታደሰ፥ እቲ ኮርፖሬሽን ንዓውዲ ኣግሮ ፕሮሰሲንግ ዘዳለዎ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት፣ ፖሊሲታትን መተባብዒ ብዝምልከት መብርሂ ሂቦም።

ብተወሳኺ እቲ ኢንቨስትመንት ዕላዊ ንክኸውን ደገፍን ክትትልን ከምዝገብር ኣረጋጊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.