Fana: At a Speed of Life!

መሸጢ ዋጋ ኩሎም ዓይነታት ነዳዲ ብዘለዎ ከምዝቕፅል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ፅባሕ ጀሚሩ መሸጢ ዋጋ ናይ ኩሎም ፍሪያታት ነዳዲ ብዘለዎ ክቕፅል ኢዩ ተባሂሉ።

ካብ 28 ግንቦት 2016 ዓ.ም ጀሚሩ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ሐዚ ኣብ ስራሕ ብዘለዎ ዋጋ ከምዝቕፅል ምውሳኑ ኣብ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.