Fana: At a Speed of Life!

መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ካብ ነዳዲ ኣውሮፕላን ወፃእ ዘሎ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ብዝነበሮ ከምዝቕፀል ሚኒስቴር ነግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ።

ብመሰረት እዚ ክሳብ 30 መጋቢት ኣብ ዘሎ እዋን ዋጋ መሸጢ ነዳዲ ቤንዚን፣ ኬሮሲን፣ ፃዕዳ ናፍጣ፣ ቀሊል ፀሊም ናፍጣን ከቢድ ፀሊም ናፍጣን ኣብ ወርሒ ለካቲት ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ተገሊፁ።

መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ኣውሮፕላን ግን መስተኻኸሊ ብምግባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሊትሮ 70 ብር ምስ 60 ሳንቲም ከምዝኸውን ምውሳኑ ኢቢሲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.