Fana: At a Speed of Life!

መስዋእቲ ኮይኖም ኢትዮጵያ ንቕድሚ ክትጓዓዝ ንዝገበሩ ክብሪ ይግበኦም ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መስዋእቲ ኮይኖም ኢትዮጵያ ንቕድሚ ክትጓዓዝ ንዝገበሩ ክብሪ ከምግበኦም ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ገሊፀን።

እተን ሚኒስትር ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ህወሓት ዝተመዝገበ ዓወት ኣመልኪተን መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፈን።

“ኣብ መልእኽተን ድማ ዘለኣለማዊ ክብሪ ኢትዮጵያ ከፍ ክትብል ንዝገበሩ ጀጋኑ” ኢለን።

ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ካብ ልቢ ህዝቢ ንዘይጠፍኡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ክብሪ ይኹን” ኢለን።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.