Fana: At a Speed of Life!

መሰረተ ትምህርቲ ምምሕያሽ ናይ ቀፃሊ ወለዶ ዕድል ምምሕያሽ ኢዩ – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መሰረተ ትምህርቲ ምምሕያሽ ናይ ቀፃሊ ወለዶ ዕድል ምምሕያሽ ከምዝኾነ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም።

እቶም ሚኒስትር÷ ውሕመ “ትምህቲ ርኣብ ዘበነ ዲጂታል ንልምዓት፣ ንፍትሓዊነት፣ ለሰላምን ድሕንነትን ዝሕግዝ ኢንቨስትመንት” ብዝብል ኣብ ኒውዮርክ ኣዘሰናደኦ ተረኺቦም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

ኣብ መልእኽቶም ድማ፥ “ኣብ ትምህርቲ ኢንቨስት ምግባር ብዛዕባ ቀፃሊ ወለዶን ዓለምን ኢንቨስት ምግባር ኢዩ ክብሉ” ገሊፆም።

“ከም ሃገርን መንግስቲን ዝተፈላለዩ ለውጢታትን ኣብ ትምህርቲ እናካየድና ንርከብ” ዝበሉ እቶም ሚኒስትር፤ ኢትዮጵያ ካብ ዘለዋ ዓመታዊ በጀት 20 ሚኢታዊ ንስራሕቲ ትምህርቲ ከምዝመደበት ምግላፆም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia #UN #Education

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.