Fana: At a Speed of Life!

መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ማሕበር ልምዓት ኦሮሚያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ማሕበር ልምዓት ኦሮሚያ (ኦልማ) ኣብ ፓርክ ሓድነት ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መርሃ-ግብሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒትርን ሚኒሰስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን፣ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽታያቸው፣ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣኪንውሚ ኣዴሲ ከምኡ እውን ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽ ተረኺቦም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5…

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.