Fana: At a Speed of Life!

መርሃ-ግብሪ ምፋላጥን መተኣኻኸቢ እቶትን መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ”  ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ-ግብሪ ምፋላጥን መተኣኻኸቢ እቶትን መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ”  ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተኻይዱ፡፡

ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ፣ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ፣ ምስ ጎና ጎኒ ከቢድ ሓላፍነትን ምምራሕ ሃገርን ንህንፀት ሃገር ዝረብሑ መፃሕፍቲ ኣስተዋጽኦ ምግባሮም ድሕሪ ምሕባር፤ነዚ ድማ ዘለዎም ናእዳ ገሊፆም፡፡

መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ኢትዮጵያ ናብ ብልፅግና ብምስግጋር  ታሪኽ እውን ዘረጋግት ከምዝኾነ ኣፍሊጦም፡፡

ካብ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ዝርከብ ኣታዊ ደረጅኡ ዝሓለወ ንህንፀት ኣብያት መፃሕፍቲ ከምዝውዕል እውን ተዛሪቦም፡፡

እቶም ርእሰ ምምሕዳር፥ ኩሎም ወገናት እቲ መፅሓፍ ዓዲጎም ኣብ ከይዲ ህንፀት ወለዶ ግድኦም ክዋፅኡ ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.