Fana: At a Speed of Life!

መርሃ ግብሪ ምግብና ተምሃሮ ካብ ዝሓለፈ ዓመት ብዝበለፀ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2015 ዓ.ም ዝህሉ መርሃ ግብሪ ምግብና ተምሃሮ ካብ ዝሓለፈ ዓመት ብዝበለፀ ምድላው ከምዝተገበረ ገሊፁ።

ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ምግብና እቲ ምምሕዳር ኣንቺነሽ ተስፋዬ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበረን ፃንሒት፥ ንመፈፀሚ እቲ መርሃ ገብሪ ልዕሊ 4 ቢሊየን ብር በጀት ተታሒዙ ኣሎ ኢለን።

እቲ ምግብና ዘሰናድኣ ኣዴታት እታዎታት ብቐጥታ ካብ ኣፍረይቲ ነክረኽባ ክግበር ኢዩ እውን ክብላ ተዛሪበን።

ምስ ኢንስቲትዩት ማሕበረሰብ ጥዕና ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ተምሃሮ ዝተመጣጠነ ምግቢ ንክረኽቡ ብሰብ ሞያ ዘግበር ምድላው ከምዝተዛዘመ ገሊፀን።

ብሲሳይ ጌትነት

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.