Fana: At a Speed of Life!

መርሃ ግብሪ ምብራህ ሽግ ኦሎምፒክ ፓሪስ 2024 ኣብ ከተማ ቦንጋ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ምብራህ ሽግ ኦሎምፒክ ፓሪስ 2024 ኣብ ከተማ ቦንጋ ተሳሊጡ።

እቲ መርሃ ግብሪ “ኢትዮጵያ ትወዳደር፣ ተወዳዲራ እውን ትተዓወት” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣብቲ ስነ ስርዓት ፕሬዚዳንት ኮሚቴ ኦሎምፒክ ኢትዮጵያ ኣሸብር ወልደጊዮርጊስ (ዶ/ር)፣ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ረዳት ኮሚሽነር ደራርቱ ቱሉን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ክልል ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ተረኺቦም።

እቲ መርሃ ግብሪ ቅድም ክብል ኣብ ከተማ መቐለ፣ ደሴ፣ ሰመራን ቢሸፍቱን ምክያዱ ይዝከር።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.