Fana: At a Speed of Life!

መርሃ ግብሪ መጀመሪ ዓለም ለኸ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ 2016  ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ዓለም ለኸ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ 2016  ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ÷ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ከምኡ እውን መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ይርከብ።

ኣብ መጀመሪ መርሃ ግብሪ እቲ ኤክስፖ ጉዕዞ ኢትዮጵያ ተፍሪ፣ዝተረኸበ ውፅኢት፣ ቀፃሊ ትልሚን ካብ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት እንታይ ትፅቢት ይግበር ኣብ ዝብል ጉዳይ መውሃቢ ግንዛበ ተኻይዱ።

ሰለስተ ዓመታት ዘቑፀረ ምንቅስቓስ እንትኸውን÷ ኣብዚ ጉዕዞ ዕዉታት ውፅታት ከምዝተመዝገቡ ተገሊፁ።

ብመራኦል ከድር

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.