Fana: At a Speed of Life!

መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ትኽለኛ ሓበሬታ ንህዝቢ ከብፅሑ ከምግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሚዲያ ንህንፀት ሃገረ መንግስቲ ዘለዎ ግደ” ብዝብል መሪሕ ቃል ካብ ዝተፈላለዩ መራኸብቲ ሓፋሽ ዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያታት ልዝብ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ ዘተ ብኣሰናዳእነት ቤት ፅሕፈት ኮሙዩኒኬሽን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡

ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ኣብዲ ተስፋየ፥ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ግዜያት ውሽጣዊን ናይ ወፃኢን ፅዕንቶታት ኣተኣናጊዳ ኢያ፤ እዚ ፅዕንቶ ንምምካት እውን ኣብ መንግስቲን ናይ ውልቀን ራኸብቲ ሓፋሽ ሓበራዊ ምርድዳእ ፈጢሮም ክሰርሑ ይግባእ ኢሎም።

የመገናኛ ብዙሃን ትክክለኛ እና ወቅታዊ መረጃዎችን ከሚመለከታቸው አካላት በመቀበል ለህብረተሰቡ በማድረስ ለሀገራዊ አንድነት የበኩላቸውን ሚና መወጣት እንዳለባቸው አቶ አብዲ መግለፃቸውን ከአዲሰ አበባ ከተማ ፕሬስ ሴክሬቴሪያት ያገነኘነው መረጃ ያመላክታል

መራኸብቲ ሓፋሽ ትኽክለኛን እዋናዊን ሓበሬታ ካብ ዝምልከቶም ኣካላት ብምቕባል ንሕብረተሰብ ብምምፃሕ ኣብ ሃገራዊ ሓድነት ናይ ባዕሎም ግደ ክዋፅኡ ከምዝግባእ ምግላፆም ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.