Fana: At a Speed of Life!

መራኸብቲ ሓፋሽ ማሕበራዊ ምዝሕሓል ኣብ ዝረአየሉ እዋን ህዝቢ ምንቃሕ ግቡእ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ

አዲስ አበባ፣ የካቲት 12፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ማሕበራዊ ምዝሕሓል ኣብዝረአየሉ እዋን ህዝቢ ምንቃሕ ግቡእ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ኢቢሲ ኣብ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ጠቓቕማ ማስክ ብዝምልከት ዝሰርሖ ፕሮግራም መበገሲ ብምግባር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ነበርቲ እዛ ከተማ ኣብ ኣጠቓቕማ ማስክ ምዝንጋዕ ነርእይ ከምዘለና ብዝግባእ ኣርእዩ ኢዩ ኢሎም።

ስለዝኾነ ንጥዕናና ዋጋ ንሃብ፣ ኩሉ ግዘ ማስክ ክንገብር ከምዝግባእን ሓልሓሊፉ ንእንዘናጋዕ ሰባት እውንታዊ መልእኽቲ ኢዩ ክብሉ ገሊፆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.