Fana: At a Speed of Life!

መራሕቲ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ዴሞክራቲክ ኮንጎ ወታደራዊ ሓይሊ ንምውፋር ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ዴሞክራቲክ ኮንጎ ዝረአ ፀገም ፀፅታ ንምቅላስ ኣብታ ሃገር ወታደራዊ ሓይሊ ንምውፋር ከምዝተስማዕምዑ ተገሊፁ።

ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣብ ምብራቓዊ ክፋል እታ ሃገር ዝተዓጠቑ ሓይሊታት ዝምክት ቀጠናዊ ሓይሊ ንምጥያሽ ብመራሕቲ እቲ ዞባ ዝተገበረ ስምምዕነት ምቕባላ ኣፍሊጣ፡፡

ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ኣብ ዝተኻየደ ጉባኤ መራሕቲ እቲ ዞባ መራሕቲ ዲሞክራቲክ ኮንጎ፣ ኬንያ፣ ብሩንዲ፣ ዑጋንዳን ሩዋንዳን ዝተሳተፉ እንትኾኑ፥ ካብ ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካ ዝተውፃእፀአን ኣብ ዴሞክራቲክ ኮንጎ ዝዋፈርን ወታደራዊ ጦር ብህፁፅ ንኽጣየሽ መምርሒ ሂቦም።

ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣብ ኣፍሪካ ዝዓበየ ዓቃቢ ሰላም ውድብ ሕራት መንግስታት ዝርከበላ ሃገር ትኹን እምበር ሕዚ እውን ምብራቓዊ ክፋል እታ ሃገር ምርግጋዕ ኣይረአየሉን ተባሂሉ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.