Fana: At a Speed of Life!

መራሕቲ ሕቡራት ኤምሬትስ ዓረብ ንፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ናይ እንኳዕ አሐጎሰኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ሕቡራት ኤምሬትስ ዓረብ ንፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀስላሴ ናይ እንኳዕ አሐጎሰኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኤምሬትስ ዓረብ ሼክ መሓመድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያን ሓዊሱ ላዕለዎት መራሕቲ እታ ሃገር እቲ ሰናይ መልእኽቶም ኣመሓላሊፎም።

ሰናት ዘበን ስራሕ ክኾነሎም ምምናዮም ኤምባሲ ሕቡራት ኤምሬትስ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ የረድእ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.