Fana: At a Speed of Life!

መረዳእታታት ንምእካብ ዝሕግዝ “ሃይ ኣልቲትዩድ ሳተላይት ባሉን” ናብ ኣየር ተሰዲዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ጂኦ ስፓሻልን መረዳእታታት ንምእካብ ዝሕግዝ “ሃይ ኣልቲትዩድ ሳተላይት ባሉን” ናብ ኣየር ሰዱዱ።

እታ ሳተላይት ባሉን ናይ ምስዳድ ስነስርዓት ኣብ ከተማ ሸገር ከፍለ ከተማ ሱሉልታ ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ሚኒስትር ዴኤታ  ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ይሽሩን ኣለማሁ(ዶ/ር)፣ ዳይሬክተር ኩባንያ ቦይንግ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ሄኖክ ተፈራ ኢሉ እውን ተምሃሮ ተሳቲፎም።

እቲ ኢንስቲትዩት ምስ ቦይንግን ፋሴሳን ዝተብሃሉ ትካላት ብምትሕብባር “ፓዝ ወይ ቱ ስፔስ” ብዝበል መሪሕ ሓሳብ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ የመርቕ ከምዘሎ ግዜኢ ፀብፂቡ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.