መምርሒ መፈፀሚ መልቀቒ ፈተና ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ፀዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መልቀቒ ፈተና ሃገራዊ ቅድመ ምረቓ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ብግቡእ ንምምራሕን ንምምሕዳርን ዝተሰናደአ መምርሒ መፈፀሚ ፈተና ፀዲቑ።
ሚኒስቴር ትምህርቲ ከምዝሓበሮ፥ እቲ መምርሒ ኣብ ምድላው መልቀቒ ፈተና ክካተቱ ዝግበኦም ትሑት ሃገራዊ መምዘኒ ብቕዓት ትምህርቲ፣ ደምቢታት ስነ-ምግባር ሞያን ትካላት ክኽተሉዎም ዝግብኡ ስነ-ስርዓት ኣሰራርሓን ዘካተተ ኢዩ።
መመሪያው የትምህርት ጥራትን ለማስጠበቅና ሀገሪቱ የምትፈልገውን የሠለጠነ የሠው ሃይል ለማፍራት ከሚደረጉ ማስፈፀሚያ ስልቶች አንዱ ነው ተብሏል።
እቲ መምርሒ ብሚኒሰስቴር ፍትሒ ተመዝጊቡን ፀዲቑን ንትግበራ ዕላዊ ከምዝተገበረ ተሓሩ፡፡
ካብ ዝቕፅል ዘበነ ትምህርቲ ጀሚሩ ተግባራዊ ንኅኸውን ንኩለን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ከምዝተለኣኸ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናነ ሓበሬታ የረድእ፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com