Fana: At a Speed of Life!

መምህር ዩኒቨርሲቲ ደምቢ ዶሎ ናይ ባዕሉ “ድሮን” ብምስራሕ ዕዉት ፈተነ በረራ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሩቕ ኬሚካል ምህንድስና ዝኾነ መምህር ዩኒቨርሲቲ ደምቢ ዶሎ ኣማኑኤል ባልቻ ናይ ባዕሉ “ድሮን” ብምስራሕ ዕዉት ፈተነ በረራ ከምዝገበረ ተገሊፁ።

ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ዶክተር ለታ ተስፋዬ፥ እቲ መምህር ዝሰርሓ ድሮን ብዕዉት ኩነታት 250 ሜትሮ ፈተነ በረራ ክትሽፍን ከምዝኸኣለት ተዛሪቦም፡፡

መምህር ኣማኑኤል ባልቻ፥ ክልተ ድሮንን ሓንቲ ኣውሮፕላንን እናሰርሐ ከምዝርከብ ፀሪሖም፡፡

እቲ መምህር ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣርባምንጭ ብኬሚካል ምህንድስና ተመሪቑ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ደምቢዶሎ እናገልገለ ይርከብ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.