Fana: At a Speed of Life!

መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ንምዕባለ ሃገር ወሳኒ ብፅሒት ኣለዎ- ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ንምዕባለ ሃገር ወሳኒ ብፅሒት ኣለዎ ከብሉ ሚኒሰትር ገንዘብ  ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ገሊፆም።

ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ፥ ኣብ ቀረባ እዋን እቲ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ካብ ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ምስ ዝተውፃእፅኡ ኣመራርሓ ሰራዊት ኣካይዶም።

ኣብቲ መድረኽ ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ እቲ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ብሄራዊ ረብሓ ሃገር ካብ ምሕላው ብተወሳኺ ተረባሕነት ዜጋታት ዘረጋግፅ ኢዩ ኢሎም።

እዚ ድማ ምዕባለ ኢትዮፐያ ናብ ብራኸ ከምዘሰጋግር ተዛሪቦም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.