Fana: At a Speed of Life!

መሃያ ሲቪል ሰርቫንት መንግስቲ ፌዴራል ብዝብል ዝተጋወሐ ሓበሬታ ሓሶት ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መሃያ ሲቪል ሰርቫንት መንግስቲ ፌዴራል ብዝብል ኣብ ዝተፈላለዩ ማሕበራዊ ሚዲያታት ዝተጋወሐ ሓበሬታ ሓሶት ከምዝኾነ ፋና መፃረዪ ኣረጋጊፁ።

ተወሳኺ በጀት ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ይኹን ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘይፀደቐሉ ኩነታት፤ መሰል ናይ ሕሶት ሓበሬታ ምግውሑ ግቡእ ከምዘይኮነ ተሓቢሩ፡፡

መመሓየሺ መሃያ ሲቪል ሰርቫንት መንግስቲ ፌዴራል ብዝብል ዝተጋወሐ ብዝብል ዝተጋወሐን ኣብ ታሕቲ ብምስሊ ዝተተሓሓዘን ሓበሬታ ናይ ሕሶትን መሰሓሓቲን ከምዝኾነ ተረጋጊፁ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.