ሕፁያት መኮንናት ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ይምረቑ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 70 ዙር ሕፁያት መኮንናት ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ይምረቑ ኣለዉ።
ኣብ ስነስርዓት እቲ ምረቓ፥ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ጀኔራል መኮንናት፣ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራትን ወተሃደራዊ ኣታሼታትን፣ ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽ ተረኺቦም።
እቶም ተመረቕቲ ትፅቢት ዝግበረሎም ሰልጠና ብምውሳድ ዝዛዘሙ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።
ብኣንዱኣለም ተስፋዬ