Fana: At a Speed of Life!

ሕግን ሕገ መንግስቲን ዝተጣየሸ ማዕርነት ህዝቢታት ንምርግጋፅ ኢዩ- ም/አፈ ጉባኤ ኤሊያስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕግን ሕገ መንግስቲን ዝተጣየሸ ማዕርነት ህዝቢታት ንምርግጋፅ ኢዩ ክብሉ ምክትል አፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ኤሊያስ ኡመታ ገሊፆም።

መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ሃረርጌን ከተማ ማያን ፓነል ዘተ ተሳሊጡ።

ኣባ ገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታት፣ ዓበይቲ ዓዲን በቢብርኩ ዘለዉ ኣመራርሓታትን ተሳቲፎም።

ኣብቲ ፓነል ሓድነት ኣብ ምስራፅን ምሕላውን ዘሎ ሓሳብ ቀሪቦም ብዕምቆት ተዘቲዩሎም።

ም/አፈ ጉባኤ ኤሊያስ ኡመታ፥ ሕግን ሕገ መንግስቲን ዝተጣየሸ ማዕርነት ህዝቢታት ንምርግጋፅ ኢዩ ክብሉ ኣብቲ መድረኽ ተዛሪቦም።

ብቲያ ኑሬ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.