Fana: At a Speed of Life!

ሕድሳት ቤተ መንግስቲ ፋሲል ተጀሚሩ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር ዝርከብ ቤተ መንግስቲ ፋሲል ሕድሳት ከምዝተጀመረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ ከተማ ጎንደር ሕድሳት ቤተ መንግስቲ ፋሲል ተጀሚሩ።

ኣብ ኣዚዩ ዝወቀበ ኩነታት ከምዝርከብ ዝሓበሩ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ “ኣብ ሓፂር እዋን ንቤተ መንግስቲ ፋሲል ናብ ዝቐደመ ግርማ ሞገሱ ክንምልሶ ኢና” ክብሉ ገሊፆም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.