ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሱዳን ሰላም ንምርግጋፅ ዝገብሮ ዘሎ ደገፍ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ሙሳ ፋኪ ማህማት
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሱዳን ሰላም ንምርግጋፅ ዝገብሮ ዘሎ ደገፍ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ኣቦ መንበር ኮነሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማህማት ገሊፆም።
መበል 14 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ኣብ ጂቡቲ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ጉባኤ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ መራሕቲ ኣባል ሃገራትን ካልኦት መራሕቲን ይሳተፉ ኣለዉ።
ሙሳ ፋኪ ማህማት ኣብቲ ጉባኤ ተረኺቦም ኣብ ዘስምዕዎ መደረ፥ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሱዳን ሰላም ንምርግጋፅ ዝገብሮ ዘሎ ደገፍ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሎም።
ኣባል ሃገራት እቲ ሕብረትን ዓለም ለኸ መዳርግቲ ኣካላትን ዘካተተ ኣሰራርሓ ብምዝርጋሕ ሰላም ንክመፅእ ይንቀሳቐሱ ከምዘሎ እውን ሓቢሮም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።