Fana: At a Speed of Life!

ሕብረት ኣፍሪካ ስዋሂሊ ቋንቋ ስራሕ ንክኸውን ዝቐረበ ሕቶ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፤ 3 ለካቲት 3፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ታኒዛኒያ ፊሊፕ ምፓንጎ 55 ኣባል ሃገራት ንዘለውኡ ሕብረት ኣፍሪካ ስዋሂሊ ቋንቋ ስራሕ ንክኸውን ዘቕረብዎ ሕቶ ፀዲቑ።

ዉሳኔዉ የፀደቀዉ የታንዛኒያ ምክትል ፕሬዝዳንት ፊሊፕ ምፓንጎ ለአፍሪካ ህብረት ያቀረቡትን ጥያቄ ተከትሎ መሆኑ ነዉ የተገለፀዉ፡፡

ስዋሂሊ ኣብ ኣፍሪካ ልዕሊ 100 ሚሊየን ተዛረብቲ ከምዘለውዎ ተገሊፁ።

ብመሰረት መፅናዕቲ ውድብ ሕቡራት መንግስታት እቲ ቋንቋ መበገሲኡ ምብራቕ ኣፍሪካ እንትኸውን፥ ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ታንዛኒያ፣ ኬንያ፣ ኡጋንዳ፣ ሩዋንዳ፣ ብሩንዲ፣ ዲሞክራቲክ ኮንጎ (ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ)፣ ደቡብ ሱዳን፣ ሶማሊያ፣ ሞዛምቢክ፣ ማላዊ ፣ ዛምቢያ ፣ ኮሞሮስን ማእኸላይ ምብራኽ ክሳብ ኦማንን የመንን ብድምሩ ኣብ 14 ሃገራት ከምዝዝረብ ተሓቢሩ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.