Fana: At a Speed of Life!

ሕብረት ኣውሮፓ ንስራሕ ዘገልግላ 18 ተሽከርከርቲ ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ሰርዓት ፈትሒ ገበን ንምምሕያሽ ንዝግበር ፃዕሪ ንምሕጋዝ ዘገልግላ 18 ተሽከርከርቲ ንሚኒስቴር ፍትሒ ኣረኪቡ።

ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)ን ምክትል ኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ዴቪድ ክሪቫኔክ ርኽከብ ቁልፊ ኣካይዶም።

ሚኒስቴር ፍትሒ ግህሰት ሰብኣዊ መሰል ዜጋታት ንምምርማር ዝግበር ናይ ፊልድ ስራሕቲ ኣብ ምስላጥ ልዑል ሓገዝ ዘለወን ከምዝኾና ግዜኢ ፀብፂቡ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.