Fana: At a Speed of Life!

ሕብረት ኣውሮፓ ብዘይስምምዕነት ተበቲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ብዘይስምምዕነት ምብታኑ ዝተወሰና ሃገራት ናይ ባዕለን ረብሓ ኣስሊሐን ዝገብርኡ ፅዕንቶ ካልኦት ሃገራት ተሓባበርቲ ዘይምዃነን ዘርኣየ ኢዩ ክብሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም።

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ለዕሊ ኢትዮጵያ ማዕቐብ ነምንባር ተኣኪቡ ብዘይስምምዕነት ምብታኑ ቀንዲ ምኽኒያቱ ዝተወሰና ሃገራት ናይ ባዕለን ረብሓ ኣስሊሐን ዝገብርኡ ፅዕንቶ ካልኦት ሃገራት ተሓባበርቲ ኮይነን ምድፋእ ዘይምድላየን ዘርእይ ኢዩ እውን ኢሎም።

ዝተወሰና ኣባላ ሃገራት እተ ሕብረትን ካልኦት ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝሓዝኡ ቅዋም ሓቃውነት ዘይብሉ ብምዃኑን ኣጉል ድኻም ከምዝኾነ ገሊፆም።

እዚ ድማ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ፅዕንቶ ንምፍጣር ምፍታን ግቡእ ከምዘይኮነ ዘርእይ ኢዩ ምባሎም ኢፓድ ዘጊቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.