ሕብረት ኣውሮፓ ህንፀት ዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ንምዕዋት ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ህንፀት ዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ንምዕዋት ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ።
ሓላፊ ምትሕብባር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፋን ሎክ ምስ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር በለጠ ሞላ ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ሕብረት ኣውሮፓ ህንፀት ዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ንምዕዋት እናገበሮ ዝነበረ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ስቴፋን ሎክ ኣረጋጊፆም።
ዶክተር በለጠ ሞላ ብግደኦም፥ ሕብረት ኣውሮፓ ህንፀት ዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ንምዕዋት ንዝገብሮ ሓገዝ ኣመስጊኖም።
ሕብረት ኣውሮፓ ብሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ከምኡ እውን ብገንዘብን ቴክኒክን ሓገዝ እናገበረ ምዃኑ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸበናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።