ሕብረት ኣውሮፓን ፈረንሳይን ብኲናት ንዝተሃሰዩ ሓረስቶት ትግራይን ኣምሓራን ልዕሊ 30 ሺሕ ኩንታል ዘርኢ ደገፍ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓን ፈረንሳይን ብኲናት ንዝተሃሰዩ ሓረስቶት ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ልዕሊ 30 ሺሕ ኩንታል ዘርኢ ደገፍ ገይሮም።
ኢንስቲትዩት ትራንስፎርሜሽን ሕርሻ ኢትዮጵያን ቢሮታት ሕክሻ ክልቲአን ክልላትን ሕብረት ኣውሮፓን ፈረንሳይን ንዝገበርዎ ሓገዝ ኣፍልጦ ሂቦም።
እቲ ደገፍ ንተረባሕቲ ዝበፅሓሉ መረዳእታ ብምትእኽኻብ ነቶም ሓረስቶት ዝሓሸ ዘርኢ ከምዝተኸፋፈለ ተገሊፁ።
እቲ ሓበራዊ ፕሮጀክት ውሕስነት ምግቢ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ስዒቡ ስራሕቲ ሕርሻ ከምብሓዱሽ ንምጅማር ከምዘኽእል ኣብ ሕብረት ኣውሮፓ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።