Fana: At a Speed of Life!

ሕብረት ኣባ ገዳታት ኦሮሞ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ግምባር ዘመዝገቡዎ ዓወት ንኢዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣባ ገዳታት ኦሮሞ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዓውደ ኲናት ዘሚቶም ኣመራርሓ ብመሃብ ንዘመዝገቡዎ ዓወት ልዑል ናእድኡ ገሊፁ።

እቲ ሕብረት፥ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ “ኣቢቹ ኣባ መላ” ዝብል ስያሜ ሂቡ፡፡

ብኻሊእ መዳይ ኣብ ልዕሊ ኣባ ገዳታት ከረዩ ዝተፈፀመ ቅትለት ዝኾነነ እንትኸውን፥ መንግስቲ ምስ ቅትለት ተተሓሒዙ ዘካየዶ ውፅኢት ምርመራ ኣብ ቀረባ እዋን ዕላዊ ንኽገብር ሓቲቱ፡፡

ብገመቹ ቤኩማ

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.