Fana: At a Speed of Life!

ሕብረት ንኢትዮጵያ ብዝብል መሪሕ ቃል ወፍሪ ትዊተር ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ብዝምልከት ማሕበረሰብ ዓለም ትኽክለኛ ሓበሬታ ንምብፃሕ ዝዓለመ ንኢትዮጵያ ካብ መጥቃዕቲ ንመክት ዝብል ወፍሪ ትዊተር ትማሊ ተኻይዱ።

ዘመቻው ህብረት ለኢትዮጵያ፣ ትግራይን መልሰን እንገንባ እና ሰላም ለኢትዮጵያ በሚል መሪ ቃሎች ነው የተካሄደው

እቲ ወፍሪ ሕብረት ንኢትዮጵያ፣ ንትግራይ መሊስናንህነፅን ሰላም ንኢትዮጵያን ብዝብሉ መሪሕ ቃላት ኢዩ ተኻይዱ ዘሎ።

እቲ ወፍሪ ብዋንኡ ብኣንቃሕቲ ማሕበረሰብ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ዝፍነዉ ናይ ሕሶት ሓበሬታታት ንምክልኻ ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ፡፡

ኣብቲ ዝተሳተፉ ዜጋታት ኣብ ኣሜሪካን ኣውሮፓን ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኢዮም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.