Fana: At a Speed of Life!

ሕብረት መናእሰይ ኢትዮጵያ ኣብ ስዊዘርላንድ ዘተኣኻኸቡዎ 35 ሺሕ ስዊዝ ፍራንክ ኣረኪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት መናእሰይ ኢትዮጵያ ኣብ ስዊዘርላንድ ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ንምርዳእ “ህያብ በዓል ልደት ንሃገረይ” ብዝብል ዕፃ ቶምቦላ ሎተሪ ዘተኣኻኸቡዎ 35 ሺሕ ስዊዝ ፍራንክ ንቀዋሚ ቤት ፅሕፈት ኣረኪቦም።

ቀዋሚ ልኡኽ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጄነቫ ዘነበ ከበደ፥ ኣብ ስዊዘርላንድ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ግዜኦም፣ ገንዘቦምን ጉልበቶምን እንተይዓቖሩ ንሃገሮም ሓገዝ እንትገብሩ ንፈለማ እዋን ከምዘይኮነ ተዛሪቦም፡፡

ኣብ ቀፃሊ እውን ብውልቀ ይኹን ብሓባር ዝግበር ሓገዝ እንተይተበታተነ ብዝተዋደደ ኩነታት ናብ ሓደ ማእኸል ከኣቱ ምግባር ከምዝግባእ ተዛሪቦም፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.