Fana: At a Speed of Life!

ሕብረተ ሰብ ምስ ሓይሊታት ፀፅታ ኮይኑ ይቃለስ ኣሎ – ፖሊስ ክልል ዓፋር

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ሓይሊ ጁንታ ንምድምሳስ ምስ ሓይሊታት ፀፅታ ፌዴራልን እቲ ክልልን ከምኡ እውን ፍሉይ ሓይሊ ክልል ኦሮሚያ ብምትሕብባር እናሰርሐ ከምዝርከብ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ዓፋር ዓሊ ዳኒ ገሊፆም።

እቲ ጉጅለ ኣብ ግዚያዊ መዕቖቢ ጋሊኮማ እንተይተረፈ መጥቃዕቲ ከቢድ መሳርሒ ብምፍፃም ህይወት ብዙሓት ንፁሃን ዜጋታት ዓፋር ከምዝቐጠፈ ተገሊፁ።

ነበርቲ እቲ ክል ጁንታ ንምድምሳስ እናገበሩዎ ዝርከቡ ተሳትፎ ዘኹርዕ ከምዝኾነ እቶም ኮሚሽነር ተዛሪቦም፡፡

መንእሰይ ናብ ፍሉይ ሓይሊ እቲ ክልል ብምፅምባርን ከባቢኡ ብምሕላውን እናገበሮ ዝርከብ ተሳትፎ ኣጠናኺሩ ንኽቕፅል እውን ፀዊዖም።

ብጥበበ ስላሴ ጀምበሩን ኣወል ኣበራ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.