Fana: At a Speed of Life!

ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ንኢትዮጵያ ሓገዝ ኣምቡላንሳት ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ንሚኒስቴር ጥዕና ሓገዝ 50 ኣምቡላንሳት ገይራ።

እቶም ዝተገበራ ሓገዝ ኣምቡላንሳት ዝተማለአ መሳርሒ ዘለወንን 250 ሚሊየን ብር ዘውፀኣን ኢየን ተባሂሉ፡፡

እቲ ሓገዝ ብቀይሕ ወርሒ ሕቡራት ኤሚረታት ዓረብ ኣቢሉ ከምዝኾነ ዝተገለፀ እንትኸውን፥ ፈላሞት ሸውዓተ ኣምቡላንሳት ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን።

ወፃኢ ትራንስፖርት እተን ኣምቡላንሳት እውን በቲ ማሕበር ከምዝሽፈን ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.