Fana: At a Speed of Life!

ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ንተመዛበልቲ ዝውዕል ምግቢን ዝተፈላለዩ ሓገዛትን ልኢኻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ዘድልዮም ዜጋታት ዝውዕል ምግቢን ዝተፈላለዩ ሓገዛትን ልኢኻ።

ብቀይሕ ወርሒ እታ ሃገር ኣቢሉ ዝተገበረ ሓገዝ፥ 50 ቶን ምግቢ ሓዊሱ ንኣገልግሎት ጥዕና ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናውቲ ዘካተተ ኢዩ ተባሂሉ፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ኣብታ ሃገር ዝተፈጠረ ፀገም ፀፅታ ካብ መረበቶም ንዝተመዛበላ ኣደታትን ህፃናትን ዝውዕል ሓገዝ እኽሊ ከምዝለኣኸት ግልጋሎት ዜና ኢሚሬትስ ፀብፂቡ፡፡

ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ህፁፅ ሓገዝ ንዝደልዩ ወገናት ትገብሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል እውን ኣብቲ ፀብፃብ ተሓሩ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.