Fana: At a Speed of Life!

ሕርሻ ዘዝምን ውድድር ቴክኖሎጂ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕርሻ ንምዝማንን ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ንምግባርን መናእሰ ዝወዳደሩሉን ናብ ተግባር ዝቕይሩሉን ውድድር ተጀሚሩ።

እቲ ውድድር ኣብ ውሽጢ ሃገር ንካልኣይ ግዘ ዝግበር እንትኸውን፥ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ንዝወፅኡ ተወዳደርቲ ሽልማት ገንዘብ ከምዝወሃቦም ተሓቢሩ፡፡

ክሳብ 10ይ ንዝወፅኡ ተወደዳደርቲ ድማ ኣብ ውሽጢ ሃገር ወፃኢን ስረሖም ንኸቕርቡ ከምዝመቻቸወሎም ዳይሬክተር ኣሰናዳኢ ናይቲ ውድድር ዝኾነ ሄይፈር ኢትዮጵያ ኣይተ ቴወድሮስ የሻወርቅ ንጋዜጠኛታት ተዛሪቦም።

ቀዳማይ ሸቶ እቲ ውድድር ንሕርሻ ከዝምኑ ዝኽእሉ ሓሳባት ኣብ ተግባር ክውዕሉ ምግባር ከምዝኾነ እውን ኣብሪሆም።

ብታምሩ ከፈለኝ

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com   

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.